ድሌት Academy ፎሬክስ Course
£300.00
One time
Get any-time access to our growing collection of classes, group support and weekly meetings with Educator.
✓ ዝሓለፈና ቪዲዮታት ውን ወርሓዊ እንዳ ተመልአ ስለ ዝከይድ ኣብ ዝመረጽናዮ ግዜና ንከታተሎ።
✓ ኣካውንትና 24/7 ንክንጥቀመሉ ክፉትዩ
FRX Educator (ስልጠና ወሃቢ)
Simret Manna
ጉዕዞ ፎሬክስ ትሬዲን ኣብ መጀመርያ ርብዒ ዓመት ናይ 2014 ብከፊል ድሕሪ ምጅማረይ፡ ብፍላይ ድማ ካብ 2019 ጀሚረ ብስሩዕ ክሰርሓሉን ክምህረሉን ድሕሪ ምጽናሕ፡ ክሳብዚ ሕጂ እዋን ንብዙሓት አብ ከም ናተይ ደረጃ አብጺሐን አብ ፍርቂ መንገዲ ንዘለዉ ናብኡ ን ኽበጽሑን አብ ቀጻሊ ስልጠናታት ምሃብን ድማ ይርከብ፡፡
1,Introduction to FRX ሌላ ምስ ፎሬክስ
2,Basic classes for beginners መሰረታዊ ክላስ ንጀመርቲ
3,Advanced FRX session ምዕብል ዝበለ ናይ ፎሬክስ ክላስ
4,How to Annalise the Market
ከመይ ጌርና ዕዳጋ ንትንትን
5, Risk management &many more
ምሕደራ ሓደጋን ካልኦትን
አብዚ ዘለዉና ኮርሳት
What you’ll learn

